ቤት ፅሕፈተ ኣጉላዕ ግልጋሎት ማይ

ተቁ

ዝርዝር ንብረት

መዐቀኒ

መፍለይ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ ብር /ሳን

ጠቅላላ ዋጋ ብር/ ሳን

1

ስትሬት ዩኒን በዓል 50

ብቁፅሪ

P.N 16

17

2

ስትሬት ዩኒን በዓል 20

>>

>>

25

3

ፌመል ኣዳፐተርበዓል 50

>>

>>

30

4

ፌመል ኣዳፐተርበዓል 20

>>

>>

30

5

ፊመል ቲ በዓል 63

>>

>>

10

6

ፊመል ቲ በዓል 50

>>

>>

20

7

ፊመል ቲ በዓል 25

>>

>>

10

8

ፊመል ቲ በዓል 20

>>

>>

10

9

ፕላግ ብዓል 20 H.D.P.E

>>

>>

30

10

ኒፕልስ ብዓል 1 1/2

>>

>>

16

11

ጌት ቫልቭ 3

>>

>>

4

12

ኒፕልስ ብዓል  3/4

>>

>>

10

13

ጌት ቫልቭ 1 1/2

>>

>>

30

14

ጌት ቫልቭ 2

>>

>>

10

15

ጌት ቫልቭ 2 1/2

>>

>>

10

16

ጌት ቫልቭ 1

>>

>>

10

17

ጌት ቫልቭ 1/2

>>

>>

10

18

ሮዲዩሰር ካብ 2 - 1 1/2

>>

>>

3

19

ሮዲዩሰር ካብ  1 ½   - 1

>>

>>

5

20

ሰኒ መዉፅኢ 1 ½

>>

>>

10

21

ዩኔን በዓል 1 ½

>>

>>

5

22

ዩኔን 3/4

>>

>>

9

23

ዩኔን 1/2

>>

>>

10

24

ዩኔን 2

>>

>>

4

25

ጋሳኬት 6

>>

>>

5

26

ጋሳኬት 4

>>

>>

9

27

መጋዝ ምላጭ

>>

>>

10

28

ቃጫ

ደርዘን ብኪሎ

>>

10

1 ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም፤

2 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩም፤

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለኩም ናይ ወርሓዊ ድክሬሽን ዝሐለፈ ወርሒ ላከቲት/ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ ንሐደ ደኩሜንት ዘይመለሰ 30.00 ብር ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ አገልግሎት አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 02/4/2016 ዓ/ም እስካብ 18/4/2016 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን ንበይኑ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ይከኣል፡፡

4 ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 18/4/2016 ሰዓት 3:00 ተኣሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን 10000/ ዓሰርተ ሽሕ /ብር ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፡፡

6 ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎምን፡፡

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ እንተዘኣሲሩ ዘትሓዞ ናይ መከበሮ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን፡፡

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

  • · ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343-140004 / 0914029291 / 0914412211