አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ንዝድልዩ ንብረት ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊክት ቲን ንናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መመርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሳላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 29 /3/2016 ዓም ክሳብ 10/4 /2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም ትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ ታሐሳስ 10/4/2016 ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ማይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595/ 0920426802