ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ

1 ናይ 2012 ዓም ወይ ናይ 2013 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅሪን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ተኮናተራይነት ምዝገባ ካርዲ ናይ ግብሪ ከፋላይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2012 ዓም ወይ ናይ 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ወይ ኤሌክትሪካል ኢንሳተሌሽን ተኮናተራይነት ምዝገባ ካርዲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጦባ ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ዝሐደሱ

3 መከበሪ ጨረታ 14,500 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕብ ብሓዲኡ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ብናይ ሀጋራዊ ባንኪ ኢትየጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሻል ትካል ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉስና ባንኪታት ወይ ፋይናንስል ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተካታተልቲ 90 ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሐ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 20 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ብቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሐ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቢሮ ቁፅሪ 20 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ምስ ሙሉእ ዋና ሰነድ ጨረታ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝግባእ ድማ ዝርዝር እስፒስፈክሽን ስራሕ መጠቀላሊ ድምር ዋጋን ዲዛይንን ብቤት ፅሕፈት ልምዓተ ደቀቅቲ ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ፍቃድ ንግዲ ናይ ኮንስትርሽን ተካናተራይነት ምዝገባ ካርድን ናይ ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ ብክልተ ከቅርቡ አለዎም

8 ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት በቢበይኖም ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 20 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 10/4/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 2:30 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

9 ተጫረቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 10 ታሐሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ሰራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቢሮ ቁፅሪ 20 እቲ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ወይ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ ስልኪ 0943080138 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል