ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘመን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐድሱ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ ጨረታ ዶኩመንት ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምውሳድ ይከእል እዩ

5 ናይ ጨረታ ቢድቦንድ እብቲ ናይ ጨረታ ዶኩመንት ዝተጠቀሰ መጠን 3000 ሲፒኦ አስሖም ክድሕዝ አለዎም

6 ዝወፀሉ ዕለት 21/03/2016 - ክሳብ - 05/04/2016 ዓም ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕውሉ ዕለት 05/03/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ዝክፈተሉ ሰዓት 4:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0939 502628/ 0914 746868 /0914 104531