ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2015/16 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ ወርሒ ሰነ ሓምለ 2012 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዋናን ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ ዝገበረ ምካኑ፤

3 መክበሪ ጨረታ 5,000.00 መሳሪሒ ፀሕፈት: 10,000.000 መሳሪሒ ህንፃ: 5,000.00 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 18/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/03/2016 ዓ/ም ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 28/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ይክፈት ፤

8 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0972 164349/ 0928 937677 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።