ክማላእ ዝግበኦ ቅድመ ኩነታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ
2. ቲን ናምበር ዘቕርብ
3. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፍኬት ዘቕርብ
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ዝርዝር ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | |||||
01 | ኮምፑተር ወረቐት | 80ግራም | ብደስጣ | 10 | ||
02 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | ሌክስ ኣይፔን | ፓኬት | 20 | ||
03 | ማርከር ኣርትላይን | ማእኸላይ-90 | ፓኬት | 10 | ||
04 | ሸራ ፕላስተር | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 12 | ||
05 | ፊሊፕ ቻርት | ዓቢዪ | ቁፅሪ | 12 | ||
06 | ማስታወሻ ንእሽተይ | ስነር ላይን | ደርዘን | 100 |
4. ዕለት 21-25/03/2016ዓ.ም ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 26/03/2016 ዓም ሰዓት 2፡30ይኸፈት
5. ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዕልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
6. ዝምላእ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን2' ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
8. በዚ ዉዕሊ ክፍፅም ዘይከኣለ ተወዳዳራይ ብቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ከምዝእገድ ክፈልጥ ይግባእ።
10.በተወሳኺ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ብመምረሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምረሒ ዕደጋ 04/2007 ተፈፀሚቲ ይኾኑ።
ኣድራሻ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ።
ስልክ ቁፅሪ-0344404715 ደዉሎም መብረሂ ምሕታት ይኸእሉ።