ኮሌጅቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም

1. ሎት 1. ኤሌክትሮኒክስ ፣ ሎት 2 ኮንስትራክሽንን GM ሎት 3 እስተሽነሪን ፅሬትን

2. ን2016 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል፣

3. ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ቁፅሪ IN ሰርቲፊኬት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

4. ንተወሳኪ እሴት ታክሲ /AT/ ዝተመዝገቡ፣ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ መስከረም 2016 ዓ/ም VAT ድኪሌሬሽን ዝገበረሉ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

5. በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምዃኑን ናይ 2016 ዓ/ም /ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምሰክር ወረቀት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኸእል

6 . ናይ መወዳደሪ ደኩመንት ሰርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ብ2ተ ፖስታ ብሽምዒ ተዓሸጉ ክቅርብ ዝክእል ፣ ፕሮፎርማንስ ቦንድ / መክብሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ / 10% ናይቲ ዝስዓርዎ ድምር ዋጋ ክትሕዙ ዝክእል

7. ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ንዘለው ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ ብር 100/ሓደ ሚኢቲ ቅርሺ ጥራሕ/ እናኸፈሉ ካብ ትካል ቴ/ሞ/ት/ስ ምም/ር ፋይናንሰን ከተማ ሃ/ሰላም ከ/ሰ/ዕን ንምምርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ካብ ዕለት 21/03/2016ዓ/ም ክሳብ 04/04/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዝያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ሕድ ሕድ LOT ብር 5000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ብሽም ትካል ቴክኒክን ሞያን ት/ቲ ስልጠናን ሃ/ሰላም ብሲፒኦ /CPO/ወይ ባንኪ ዝፈልጦ ሕጋዊ ቸክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል 

9. እቲ ጨረታ ዕለት 04/04/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ኣብ ትካል ቴ/ሞ/ት/ሰልጠናን ሃሰላም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት ፡፡ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምኸፋት ኣይተኣጓጎልን፡፡

10 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊኢካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን፡፡ ብተወሳኺ ድማ እቲ ትመልኡዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ VAT ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

12. ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ኣብ ውሽጢ 3 መዓለቲ ውዕሊ ዝኣሰሩንኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ብዝቅረብ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዐሎም መጎዓዓዚ ናብ ምክዝና ኣታዊ ዝግብር፡፡ 

13. ሳዓራይ ዝፍለጥ ተክኒካል 70% ፋናንሻል ድማ ካብ 30% ይኸውን ፡፡

14. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914240808/0914433328 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል እዩ፡፡