አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ዝርርዝ ዕድጊት ዝፍፀሙ ኣቅሑት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ኣድራሻ 1ይ ወያነ ቀበሌ 11 ዕደጋ ሰላም መፂእኩም ሰነድ ብምዉሳድ ምዉድዳር ይከኣል

1 በቲ መሰመር ዝወፀ ናይ 2016 ዓም (2023 /2024 ኣፈ ) ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ Tin Number ዘለኩም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእሉ

4 ቫት ሰርተፈኬት ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝገልፅ

5 ናይ ወርሓዊ ቫት ሪፖርት ዘእወጀሉ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ትካል ማሕበር ኣክሲዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ካብ ዝዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ብናይ ባዕሎም ሰነድ መሊኡ ምቅራብ ኣይከኣልን

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክሲዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ 100 እናከፈልኩም ምግዛእ ትክእሉ

8 ዝርዝር ዋጋ መግለፂ ጨረታ ዕለት 28/11/2023ኣፈ (18/3/2016 ዓም) ክሳብ ዕለት 07 /12/2023 ኣፈ (28/3/2016 ዓም) ቅደሚ ሰዓት 4:00  ኣብ ዝተፈቀደ ቦታ ኣብ አየር ይፀንሕ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 07 /12/2023 ኣፈ (28/3/2016 ዓም) ንጉሆ 4:30 ቦታ ኣብ  ዋና ቤት ፅሐፈት ማሕበር ኣክሲዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ይከዉን

8 ንሕድሕድ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 10000 ብጥረ ገንዘብ ኣብ እዋን መክፈቲ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

9 ንሕድሕድ ንብረት ዝምላእ ዋጋ ብመሰረት ምስ እዙይ ጨረታ ሰነድ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር መግልፂ ከምእ እዉን ብሳምፕለ ዝተባሃሉ ንብረታት ብኣካል ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ብምርኣይ ክከዉን ይግባእ ኣብ ስፐስፊኬሽን ዝግበር መስተካካሊ እንተልዩ ብንፁር ክግልፅ አለዎ

10 ዘሸነፈ ተጫራታይ ካብ ዝግለፀሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።