ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ዓይነት ጨረታ

 ሀ ክ/ከ/ቀ/ወ/ቅ/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ ቁፅሪ ናይ ፅሬት ኣቀሑት

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ /መቅረባይነት/ሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፍያንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 14 ካብ ዕለት 18/3/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 24/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ጊዜ መፂእኩም ምግዛእ ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 24/3/2016 ዓም 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

4 ሰዓራይ ንዝሸነፍዎ ንበረት በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ት/ፋይናንስን ከባቢ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914104089