ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ላጪ ዝርከብ ናይ ማሕበር መቐለ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ህንፃ ፕሮጀክት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓኒን መራገፍን ሓዊሱ ማተሪያል ምቅራብ ይከዉን

1 ማሕበና ንህንፀት ዕደጋ ማእከል ዝኮን ፅርየቶም ዝሐለወ ናይ ኮንስተራክሽን ማተርያል ማለት 02 ፀፀር አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

2 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፋቃድ ዘለዎ ናይ ኣቅራባይነት ሰርተፊከት ከቡ ዝክእል

3 ናይ ተጫረቲ ስፒኦ 50000 ብር በማሕበር ስም አሰሪሖም የቅርቡ

4 ምስዚ ተተሒዙ ቀሪቡ ካብ ዘሎ ዘድሊ መጠን ናይቲ ማተሪያል በዝሒ/Quantity/ ብ20% ክቅንስን ወይ ክዉስክ ከምዝክእልን ኣብ ግምት ዉሽጢ አትዉ ይግባእ

4 ፅርየት ዘይብሎም ማተሪያል ንዝቀርብ ብበዓል ሞያ ተራእዩ /Test ተገይሩ / እንተዘይሓሊፉ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ይምልስዎ

5 መዐቀንታት ዘማልኡ ኩሎም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ብማከቢ ሓፋሽ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ማለት ካብ ዕለት 17/03/2016 ዓም ክሳብ 21 /03 /2016ዓም ሰነድ ጨረታ ካብ በት ፅሕፈት ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሊኦም ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብ ካኪ ፖስታ ዓሺጎም ማህተም ዓሪፎም ከቅቡ አለዎም

7 እዚ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/03/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 9:30 ይክፈት ተጨረቲ ወ ሕጋዊ ወከሎም ንተዘይተኪቦም ግና ብዘየለዉሉ ጨረታኦም ይክፈት

8 ማሕበርና እዚ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበረታ ናብ ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ በት ፅሕፈተና ብኣካል ብምቅራብ ወይ ስለኪ ብምድዋል ምሕታት ይክኣል ናይ ቤት ፅሕፈት ስቁፅሪ 0914261958 /0342410460

ዝርዝር ዓይነት ማተሪያል እና በዝሒ ዘድሊ

ተቁ

ዓይነት ማተሪያል

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫቱ

ምስ ቫቱ

1

002 ፀፀር

ሜትር ኩብ

3500

ጠቅላላ ዋጋ ቅድም ቫት

ጠቅለላ ዋጋ ምስ ቫቱ

መብርሂ

2 እቲ ዘቅርብዎ ፀፀር ሳየዙ 02 ኮይኑ ካብ ፀሊም እምኒ ዝተመረተ ፅሬት ዘለዎ ኮንክሪት ዝከዉን ክከዉን አለዎ ከምእዉን ተጫረቲ አብ ዳይቶም ፅሬት ዘለዎ ዝተመረተ 02 ፀፀር መጠን እንተነኣሰ ናይቲ ዝደለ 40% ዝክዉን ክህሉ አለዎ