ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 አብዚ ክትወዳደሪ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 21/3/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ ንሰነድ መሳርሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ ኣቅሑትን 100 ቅርሺ ኢሉእዉን: ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን 100 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መሊእኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451