አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ንግዲን ቫት ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት /ቲን/ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 11/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእተዉ ከም ትክእሉ ይግለፅ

5 እዚ ጨረታ መስከረም 18/3/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408912  /  0914008595 / 0920426802