ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን

1 ኣብቲ ጨረታ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝተጠቀሰ ሞዴል ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ኣይከኣልን

2 ናይዚ ዓመት 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ብሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 50 ካብ ቤት ፍርዲ ወ/ቆ/ተምቤን ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ብምግዛእ ክሳተፉ ዝደሊ

4 ተገዚኡ ዝመፅእ ንብረት ኦርጂናል /ትክክልኛ / ምካኑ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ 3000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተብሃለ ዝክፈት ይከዉን

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ይኩን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ክእትዉ አለዎ

9 ቫት ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/3/2015 ዓም ክሳብ 25/3/2015 ዓም ኣብ ወ/ቆ/ተምቤን ቤት ፍርዲ ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ብረት ምምሕዳር ይከዉን

11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ  ወ/ቆ/ተምቤን ቤት ፍርዲ ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ብረት ምምሕዳር ንዕለት 25/3/2015 ዓም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 830 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ሰዓት 900 ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መስሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወ/ቆ/ተምቤን ቤት ፍርዲ ከቅርብ ዝክእል

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344461034 /0344460109

ሞባይል 0914017798

ሕትመት

ሪጋ

ሕትመት

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ፋይል ፎልደር ብሳምፕል መሰረት

ብቁፅሪ

4800

ፅሕፈት መሳርሒ

ሪጋ

ሕትመት / 6213/

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ቢክ እስክርቢቶ ሰሚያዊ 1ይ ደረጃ

ፓኬት

25

2

ካኪ ፖስታ ማእከላይ ናይ ወፃኢ

ብቁፅሪ

250

3

ፕሪንተር ቀለም  80A

ብቁፅሪ

2

4

ፕሪንተር ቀለም 05A

ብቁፅሪ

1

5

ፕሪንተር ቀለም 26 A

ብቁፅሪ

8

6

ፕሪንተር ቀለም Brothers DR-3405

ብቁፅሪ

2

7

ስቴፕለር ማእከላይ 1ይ ካንጋሮ

ብቁፅሪ

2

8

ስቴፕለር ማእከላይ 1ይ ደረጃ

ባኮ

2

9

ክላሰር 250 ግራም

ብቁፅሪ

200

10

ካርቦን 8000 ቀዳማይ ደረጃ

ፓኬት

2

11

ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራም

ብደስጣ

240

12

ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ ብቁፅሪ

ብቁፅሪ

30

13

ገመድ መጠቅለሊ ናይ ፋይል መእስሪ

ጥቅላል

1

14

ታይገር ኮላ በዓል 1 ሊትር

ብቁፅሪ

4