ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 አብዚ ክትወዳደሪ ወይእዉን ክትጫረቱ እትክእሉ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ምዝጋበ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 7/3/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19/3/2016 ዓም ዘይምለስ ንሰነድ ኤሌክትሮኒክስን ሰነድ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪይንን ጎማን 200 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406151