ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

ተቁ

ዝርዝር ዝሽየጥ ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚ ሜትር

ቁፅሪ

35000

ጠቅላላ ድምር ቅድም ተእታ

ተእታ

ጠቅላላ ድምር ተእታ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ /ቲን/ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዘእተዉዎ 2 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ሳርሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 200 ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 06/3/2016 ዓም ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕደጋ ይከኣል

4 ተወዳድርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 6/3/2016 ዓም እስካብ 25/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቀ ክተእትዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 25/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዉዕጢ 100 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ከፊሉ ጠቅላላ ንብረቱ ከልዕል ዝክእል

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0914729076/ 0914707067