ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስንወረዳ ነቅሰገ ኣብ ከተማ ወዲሰምሮ መዒእካ ምዉሳድ ይከኣል

2 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ቀረባ ወርሒ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ወይድማ ድክሌሽን ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራይ ከትሕዝ አለዎ

5 ጨረታ 18/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

6 ተጫራታይ ምስ ሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለስን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0901265563  0927756298