ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝኮንኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ  ንሰነድ ኤሌክትሪነክስን ንሰነድ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን 200 ብምክፋል ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

3 ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406151