ትካል ንግዲ ጉና

1 ነዚ ዝምልክት ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

2 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ መቀለ መድን ኢንሹራንስ ምድሪ ቤት ዝርከብ በሮ ኣብ ሽረ ሸራሮ መዉፅኢ ኣብ ዘሎ ናይ ጉና ቢሮ  ኣብ መኮኒ ዕደጋ ዝርከብ ናይ ጉና ንግዲ ቢሮ ካብ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ከምትክእሉ ይግለፅ

3 ዝኮነ ሐበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁፅሪ መቐለ 0914708814 ሽረ 0936354619   መኮኒ 0900968996