ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡ 

2.ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣ 

3.ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም፡፡ 

4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኸእል።

5.ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/01/2016ዓ/ም ክሳብ 19/01/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

6.እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 19/01/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

7.ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ።

8.እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

9.ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

እዩ።

10.ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 መዓልቲታት ይኸዉን፡፡

11.ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።

12.Websites www.tbpf gov.et

ተ.ቁ ዝድለ ዓይነት ንብረት/Material ዝርዝር መግለፂ Model መዐቀኒ በዝሒ ነፀላ ዋጋ መብርሂ
ብር
1 Internal Hard Disk One tera Lenovo one tera ብቁፅሪ 01
2 ባትሪ 70 አምፒር 1ይ ደረጃ ብቁፅሪ 01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ                                                 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካ

ሽም፡-____________                                            ቢሮ ትልምን ፈይናንስን                       

ፌርማ፡-______________                                   ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 

ዕለት፡-_______________                                  ምስ ሰላምታ