ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 በቢ ዘርፉ ዝተሐደሰ ናይ 2015 ን 2016 ዓም ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዝተሐደሰ ናይ 2015 ን 2016 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ተወሳኪ እሰት ታክስ ደክላሪሽን ወይድማ ናይ ወርሒ ሰነ 2015 ዓም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተርቡ እትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 15100 : ንስራሕቲ ሕትመት  3000 : ናዉቲ ፅሬት 2000 : ጎማን ባትሪን መኪና 4000 : መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና 4000 : ናዉቲ አሌክትሮኒክስ 15100 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 4 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫራታይ ዝመልኦ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ዓሺግኩም ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ትገብሩ አለኩም

6 ጨረታ 30 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣታዊ ክገብር አለዎ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0945055458 ወይ 0914259833