ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትድሌት መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ኤሌትሪክ ገመድ ኬብል2*2.5ብሜትር160
ጠቅላላ ድምር ዋጋ

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ

፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከም

ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/02/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይኸፈት ፡፡

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ፡፡

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 02 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ፡፡

5 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7ተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6, እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡

7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡ 

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ከተማ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡

ምስ ሰላምታ