ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ

❖ በዚይ ዘርፍ 2015ዓ.ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ።

❖ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ናይ 2015 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ።

❖ ናይ ተዋዳዳራይ ማህተም ፌርማን ዕለትን ዘይተማለእ ፕርፎርማ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ አቐድምና ንገልፅ።

❖ ተጫራቲ ዝሰዓረ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ፅገና ክህብ ዝክእል

❖ እዚ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ቴ/ኣርኣያ ዘሪሁን መፂእኹም ምዉሳድ ትኸእሉ፡፡

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪ ሰነድኹም ካብ ዕለት 12/02/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/02/2016ዓ/ም ናብ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ቀሪብኩም ክትወስዱ ትኸእሉ፡፡

❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን፡፡

❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት15/02/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን ፡፡

❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ዝሕሰብ ይኸውን

❖ ተጫራቲ ሰዓራይ ኣብ እዋን ፅገና ዝገጥሞ መለዋወጢ ኣቁሑት ትክከለኛነቱ ሓላፍነት ወሲዱ የረጋግፅ::

❖ አዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ክሳብ ሰነ 30/2016 በቲ ዘሸነፎ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል::

❖ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል _ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና 0344419498