ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 ምዝጉባት ተወሳከ እሰት ታክስ ዝኮኑ ናይ 2015 ዓም ወርሒ ሐምለ ተወሳኪ እሰት ታክስ አታዊ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 በቢ ሰለስተ ኣዋርሕ ፀብፃብ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ መዓልቲታት ካብ 7 ጥቅምቲ ክሳብ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 5:00 ረፋድ

4 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ይቀርብ

5 እቲ ጨረታ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 5:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተከብሉ ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድን ኣብ ዘዳላናዩ መዓቀኒ ተቀሚጡ ዘሎ ምካኑ ንገልፅ

7 ሰዓራይ ጨረታ እቲ ባንዴራ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ በት ፅሕፈትና ብዝሰዓረሉ ዕለት ካብ ዘተነፀሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት ኣታዊ ይገብር

8 በት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪታት ስለኪ 0914376030 0920862685 0914854851