ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግበሪ መንግሰቲ ከፊሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገቢ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ብባንኪ ዝተረጋገፀ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ ስፒኦ ብሽም ማሕበር ጉደእት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል

4 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካለት ካብ ማሕበር ጉዳኣት ኩናት ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስ ዘይመለስ ብር 300 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ

5 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኮነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ አለዎ

6 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሽም ማሕበር ጉደእት ኩናት ትግራይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት 07/02/2016 ዓም ክሳብ 15/02/2016 ዓም ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ ዕለት 15/02/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሐሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በት ፅሕፈት ማሕበር ጉደእት ኩናት ትግራይ 6ይ ደብረ ምም ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 ይክፈት

8 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምካኑ ብፅሑፍ ወይ ብቃል ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 2ተ መዐልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ ሰለሰተ መዓልቲ ክረከብ ዝከአል ኣብዚ ዝተቀመጠ መዓልቲታት ክርከብ እንተዘይክኢሉ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ስፒኦ ናብ በት ፅሕፈት ማሕበር ጉደእት ኩናት ትግራይ አታዊ ይገበር

9 ካብዚ ናይ በተ ፅሕፈት ዋጋ መቅረቢ ወፃኢ ዘቀረበ ተቀባልነት ሰለዝይብሉ ኣብዚ ዝተዉሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ጥራሕ ይምላእ

10 እዚ ሰነድ ኣብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

11 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

12 ኣዳራሻ ኣብ ከተማ መቐለ ክፈለ ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ሰላም ጥቃ ህንፃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉደእት ኩናት ትግራይ 6ይ ደብሪ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ሞባይል 0914700869/765389 ምድዋል ምክኣል