ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን


1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሰት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ

4 ዋናን ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመግበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳን ከቅርብ ዝክእል

6 በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ዝሰዓሮምንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ በዕሉ መጎዓዝያ ናብ በት ፅሕፈትና ክፍሊ ዕቀባን ንብረትን በቲ ዝተሐተተ ፅረትን መጠነን ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊረምና ዘለዎ

8 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ብምድብ ሐደን ክልትን ዘለዎ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ጥራሕ እናከፈልኩም ካብ በት ፅሕፈት ልምዓት እተቶትን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ዕደጋ ፋይናንስ ንብረተን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምምፃእ ካብ መስከረም 29/2016 ዓም ክሳብ ጥቅምቲ 19/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት በኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከብሪ ነንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ምድብ ሐደ ን ክልተን ብሽም ቤት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ብጨረታ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ብስፒኦ ወይድማ ብሰርቲፋይድ ቸክ ወይድም ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል

10 እቲ ተጫራታይ ካብ ጥቅምቲ 19/2016 ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዐት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረተን ቢሮ ቁፅሪ 2 ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ምስ ተከፈተ ቢሮ ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ሚእታዊ ክቅንስ ወይድማ ክዉስክ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ ትዘቅረቦ ንብረት ብባዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

13 ቢሮ ንቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበረታ 0914781697 0914240579 0947492334 0914134261