ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2014 ን 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተመዝጋቢ እሰት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወይ ድማ ቲኢቲ ዝኮኑን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መክበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፐስታ ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርብ አለዎ

5 ጨረታ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342410085 ወይ 0344405806 ምሕታት ይከኣል