ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዝተሓደሰ ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት አዉን ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩምን ቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ

5 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ  ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራይ ክትሳተፉ ይግባእ

4 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 1000.00 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ  ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ንሕድሕድ ጠ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት3:45 ድሕሪ ሰዓት እዩ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ኣክሱም እዩ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/03/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 69 98 ይደዉሉ