ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

  • 1 ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑትን
  • 2 ኣብ ጣብያታት ንዝስርሑ ዝተፈላለዩ ዓይነት መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ስሚንቶ ካብ ከተማ እንትጮ ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከጓዓዕዝን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

በዚ መሰረት

  1. ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም
  2. ንፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑትን
  3. ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ጥሪ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን
  4. ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምÂ
  5. መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም
  6. ስሚንቶ ንምጎዓዝ ሊብሬ Â ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::
  7. ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 23/06/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ ገዛ 9 ምዉሳድ ይካአል
  8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  9. ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ ክተጓዓዕዙ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም
  10. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/7/2007 ዓ/ም ድቀትሪ 8:00
  11. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/7/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
  12. እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

   NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

Â

Â

Â