ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንፅሬት 1500 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንብይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ብ/ምም/ርን ኣብ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57