ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዝ ዝክእል

3 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ  እዚ ዝፀወሉ ዕለት 20/2/2013 ዓም ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 26/2/2013 ዓም ሰዓት 400 ይከዉን

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 559 98 47 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል