ቤት ማዘጋጃ ከተማ ፍረወይኒ

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 3000.00 ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።