ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈልኩም  በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  ቅዳሕ ምስ ዋኒኡ  ከቅርብ ዝክእል፣

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቕረባይነት ቅዳሕ ምስ ዋኒኡ  ከቅርብ ዝክእል፣

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ ቅዳሕ ምስ ዋኒኡ  ከቅርብ ዝክእል፣

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 17/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 01/03/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 50 እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ መከበሪ ፣መሳርሒ ፅሕፈት5000  ፣ ሎት2 ኣቅሑት ፅሬት3000 ፣ሎት3 ኤሌክትሮኒክስ5000 ፣ሎት 4  ኣቅሑት ጎማታት መኪና 5000፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ይግባእ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

6  ሰነድ ጨረታ 02/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈይት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 00 13/ 03 47 73 30 06