ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 በቢ ዘፈሩ ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ፣ መረዳእታ መቕረባይነትን ዘለዎ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ዘሎዎ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ሓምለ ነሓሰን መስከረምን 2013ዓ/ም ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ጨረታ መኸበሪ ንስፔር ፓርት 10000 ቅርሺ ፣ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

4  ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም ክሳብ 30/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ  እቲ ጨረታ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

5 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54