ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 በቲ መስመር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ቲን ናምበር ማለት እዉን ከፋላይ ግብሪ ከተቕርቡ እትክእሉ

2 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቫት ማለት እዉን መለለይ ከፋላይ ግብሪ ተመዝገብቲናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

3 ካብ ሕጋዊ ትካል ናይ ኤሌክትሪካል ሳይንስ ዘለዎም

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ

5 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ በስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ንሎት ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4፡30 ይክፈት

8ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ  ሽዑ ንሽዑ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 39 04 02 /03 43 39 06 61/03 43 38 00 12