ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

  1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈሉን ንግዲ ፍቓድ ዝሐደሱነ፣

  2. ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለይ /ቲን/ ኣብ መቕረባይ ዝተመዝገቡ ምኳኖም ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዝኽፈለሉ /ድክላሬሽን / መረዳእታ ክቕረቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።

  3. ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ ብር 3,000.00 /ሰለስተ ሺሕ/ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንክ ብዝተረጋገፀ ሲ.ፒ.ኦ ወይም ብዝተረጋገፀ ቼክ ክትሕዙ ኣለዎም።

  4. ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሓዘን ዘይምለስ ንሕድ ሕድ ዶክመንት ብር 20.00 /ዒስራ ብር/ ብምኽፋል ካብ ቢሮ ፍትሒ ቢ.ቁ. 317 ብምውዳስ ንዘቕርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምለእ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምድላው እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 02/05/2006 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳበ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምኻድ ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ብምእታው ትወዳደሩ ትኽእሉ።

  5. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዐለት 22/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፂዩ ልለት 22/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

  6. ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራየ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ


ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-408714 ደዊልኩም ምጥያቕ ትኽእሉ

ኣድራሻና ኮምፕሌክስ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢ.ቁ 317