ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ በቲ ዘርፈ ዝተመዝገበ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ከፋለይ ግብሪ ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮና ብእዋኑ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 07/02/2013ዓ/ም ክሳብ 23/02/2013ዓ/ም ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽዉን

6 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርርኺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨር ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ

9 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 17 04 65 /03 43 17 03 93