ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ 3,000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 26/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 26/02/2013ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56