ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና

1 ናይ 2012/13 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይ ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስን ቅዳሕ ከቅርብን ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘወራደድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ  ዛና  ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000 ቅርሺ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 26/01/ 2013 ዓም ክሳብ 11/02/2013 ዓም ከይኑ 11/02/2013 ዓም ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ኣታዊ ክገብር አለዎ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

9 እቲ ቤት ሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0343480362 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል