ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም መረዳእታ ተቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ብቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ

5 ኣብ እቅሑ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን እትወዳደሩ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ኣይሓትትን

6 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ክሳብ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ እተቅርቡ

7 መኸበሪ ጨረታ መሳርሕታት ፅሕፈትንሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት 5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ መሳርሕታት ሕትመት 3000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን 5000፣ ፈርኒቸርን5000 ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ምቅራብ ዝክእሉ

8 ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 30/01/2013ዓ/ም ክሳብ 14/02/2013ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝፀንዓሉ መዓልቲ ን30 መዓልታት ይከዉን

10 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 30/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ መዓልታት ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 46 61 07 75/09 14 25 01 85