ስምረት ናይ ገንዘብ ዕቓርን ልቓሕን ዩኔን

1 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ኮንትራክተራትን ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዮም

2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒ ብዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበ ብርኪ ምስክር ወረቀት ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክሽን / ተካናታሪነት/ ምዝገባ ካርድን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቕረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ አለዎም

3 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብናይ ኢ/ያ ብሄራዊ ባንክ ካብ ዝተፈቀዶም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዘረጋገፀ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ብር 7500.00 ከቅርቡ ኣለዎም

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 25/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምልስ 100 ቅርሺ ብምክፋለ ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ስምረት ናይ ገንዘብ ዕቋርን ልቃሕን ዩኔን ክክፈትዩ

6ጨረታ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም አመራርሓ ናይዚ ትካልን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዉሉ ሰዓት 6፡30 ይክፈት

7 እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 60 ተከታተልቲ መዓልታት እዩ

8 ትካልና ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 07 29 / 09 14 41 39 54