ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 ናይ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገበቲ ምኻኑኖም ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 ቲን ቑፅሪ ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይቲ ዓመት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይአስር

7 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 17/06/2008 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ 27/06/2008Â ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን

8 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ ስልኪ 0344406088/410465 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::

Â

Â

Â