ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ስለዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. ወረቀት ምስክር ምዝገባÂ ተወሳኪ እሴት ታክስ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት
  4. ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉÂ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
  5. እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል ወይከዓ ብ 14 ፖስታ ሳነዱቅ ቁፅርና ምልኣክ ትክእሉ
  6. ሰዓራይ ዝኮነ ተጨራታይ ምስዓሩ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲÂ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም
  7. ሳንዱቅ ጨረታ 4 መጋቢት 2008 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  8. እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727/ 0914743961