ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ 2012ዓ/ም ዘሐደሱ ምኻኖም መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ክፋሊ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ስዓት 9:00 ንክተቕርቡ ነተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481963/0914-741334/09 19 74 7273 ምድዋል ይከኣል፤