ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

1 ተጫረቲÂ እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ዋኑኡን ቅዳሕን ከተቅርቡ Â ትኽእሉ

  1. ዝተሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ
  2. ተወሳኪ እሴት ታክሲ(VAT)ምምዝጋቦም ዘረጋግፅ መረዳእታ
  3. ናይ ጥሪ 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለራስዩን ዘርኢ መረጋገፂ::
  4. Â ንምህላዎም መረጋገፂ::
  5. ኣብ ናይ መንግስቲ መቀረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንምኾኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር::
  1. ተጫረቲ ንሕድሕድ ጨረታ 50.00 ብር ብምክፋል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ 18 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 2 መጋቢት 2008 ዓምÂ ናይ መለዋወጢ አቁሑት ካብ 21 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 6 መጋቢት 2008 ዓም Â ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኤጀንሲና ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ::
  2. እቲ ጨረታ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ይክፈት
  3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ንመለዋወጢ አቁሑት 4000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ::
  4. ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
  5. ተጫረቲ ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 41 85 15 ወይ 0344 41 85 14 ብምዳዋል ምሕታት ይኽእሉ::