መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ቫት ምዝጉቫት ዝኾኑን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእሉ

 3 ተጫረቲ ኦርጅናልን ኮፒን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ታክሲ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ብምሓዝ ንዚ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-06/10/2020ዓ/ም/ፈ ኣብ ትካልና ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ኮርፓሬት እናቀረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-07/10/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 ጨረታ ዕለት 07/10/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 25,000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 42 40 02 65 /41 50 74