ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬትን ኮፒን ክተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4 ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትክእሉ

5 ካብ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ናይ ፍጥነት መገደቢ ድህንነት ትራፊክ መንገዲ መረጋገፂ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽኡሉ

6 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

7  ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ 5ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ናይ ክለተ ዓመት ዉሕስና ጋራንት ከታሕዙ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56