ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

  • ናይ ቐዋሚ ንብረት ፈርኒቸር
  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት

 ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተወዳደርቲ (ጨረታ) ከማልእዎዝግባእሮቋሒታት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብርÂ Â 3000.00 (ሰለስተሽሕ)Â ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታ ንምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርÂ ዘይምለስ 20 ብር (ዒስራ) ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ Â Specification ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ደረጃ ይኸዉን::

7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይን ዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት ጋረዥ ትክክለኛ ምኮኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይኸዉን::

8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን እቲ ጨረታ መስተከፈተ ን10 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀንኡ ይፀንሕ::

9Â ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::Â Â Â

11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 14 /06 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለትÂ 29 /06/ 2008 ዓ/ም ይኸዉን::

12 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለትÂ 29 /06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30Â ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

13 ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል አለዎ::

14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ኣብ ኣበዝሓ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ ወይ ማዕረ ንመቕሎም::

16 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካሕሸታትይካኣል::

Â

Â

Â

Â

Â

Â