ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1/ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 15/01/2013 ክሳብ 29/01/2013 ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ኣድራሻና - ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44- 40 73 35 ምርካብ ይካኣል