ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዓቀኒ

ዝድለ በዝሒ

ሞዴል

ትሕዝቶ

1

ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመር ዘለዎ ክትኮን ይግባእ

ቁፅሪ

1

2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን ጉልበት 250 ፈረስ ጉልበት

16m3 ልዕሊኡን

2

ደምትራክ

ቁፅሪ

2

2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን

16m3 ልዕሊኡን

3

ፎርክሊፍት

ቁፅሪ

1

2008 ዓም ፈን ድሕሪኡን

ካብ 5ቶን ንላዕሊ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣

2 ናይ ዘእትዉዎ ማሽን ዝገልፅ ሊብሬ ወይድማ ሕጋዊ ሰነድ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቀለ ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ናብ ተምቤን ዓብይ ዓዲ ዝወስድ ኣብ ናይ ኤስ ኦ ኤስ መስመር ፈለማ መዕፀፊ ሰላም ህንፃ ቢሮ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

4 ተጫረቲ ዘይምለስ ሐደ ናይ 2012 ዓም ዝትሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ሐደ ፎቶ ኮፒ ምስ ሐደ ኦርጅናል ቴክኒካል ደኬሜንት ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/10/2020 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ምእታዉ ይክእሉ እዩም

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 74 64 24 /09 30 68 18 54