ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ቃምባ

1 ኣብቲ ጨረታ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተጠቀሰ ሞዴል ስፔስፊኬሽን ድማ ናይ ምስራዝ ኣይካኣልን

2 ናይዚ ዓመት 2012/2013ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰት ወይ ግብሪ ዝኸፈለት

3 ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 150 ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ኣምባ ከይዲ ስራሕ እቶት ምግዛእ ይክእሉ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29 /01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ሓደ ኦርጅናልን ምስ ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ዓሽጉ ብምምፃእ ዓሺጉ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ቃምባ  ወ/ቀይሕ ተኽሊ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ቤት መዘጋጃ ወ/እምባ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 26 05 49 /09 19 01 62 82 /09 27 76 87 19